SKIP TO MAIN CONTENT

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ

Serena Williams' broken racket sold on auction
Source: The New York Times

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/12/2019) * ኬንያዊ ጎያያይ ማራቶን ኤልየድ ኪፕቾገ ናይ’ዚ ዓመት ኮኾብ ስፖርት ዓለም ተባሂሉ ብስፖርትስ ፐርሰናሊቲ ተመሪጹ፡ * ኣብ ኮልካታን ማላጋን ኢትዮጵያውያን ጉቴኒ ሾኔን ሰላማዊት ጌትነትን ክብረወሰናት ዝተወዳደራሉ ከተማታት ብምምሕያሽ ተዓዊተን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንሪያል ሶሰይዳድ ሽቶ ብምምዝጋብ ጉዕዞ ባርሴሎናን መሲን ኣብ ላሊጋ ይገትእ፡ * ሃገራዊት ጋንታ ኩእግሪ ኤርትራ ኣብ ግጥም ዋንጫ ብድሆ ሴካፋ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፡ ደቀንስትዮ መንእሰያት ት17 ከኣ ብኡጋንዳ ብገፊሕ ክሰዓራ እንከለዋ ንጂቡታውያን ግን ስዒረንአን፡ * ዝተሰባበረት ራኬት አሜሪካዊት ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ሰረና ዊልያምስ ብኽቡር ተሸይጣ

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/12/2019) * ኬንያዊ ጎያያይ ማራቶን ኤልየድ ኪፕቾገ ናይ’ዚ ዓመት ኮኾብ ስፖርት ዓለም ተባሂሉ ብስፖርትስ ፐርሰናሊቲ ተመሪጹ፡ * ኣብ ኮልካታን ማላጋን ኢትዮጵያውያን ጉቴኒ ሾኔን ሰላማዊት ጌትነትን ክብረወሰናት ዝተወዳደራሉ ከተማታት ብምምሕያሽ ተዓዊተን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንሪያል ሶሰይዳድ ሽቶ ብምምዝጋብ ጉዕዞ ባርሴሎናን መሲን ኣብ ላሊጋ ይገትእ፡ * ሃገራዊት ጋንታ ኩእግሪ ኤርትራ ኣብ ግጥም ዋንጫ ብድሆ ሴካፋ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፡ ደቀንስትዮ መንእሰያት ት17 ከኣ ብኡጋንዳ ብገፊሕ ክሰዓራ እንከለዋ ንጂቡታውያን ግን ስዒረንአን፡ * ዝተሰባበረት ራኬት አሜሪካዊት ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ሰረና ዊልያምስ ብኽቡር ተሸይጣ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now