SKIP TO MAIN CONTENT

ሱዳን ትሰግሮ ዘላ መንገዲ ክዕወት ኤርትራ ክትሰርሕ'ያ፤ መስራቲ ዓሊባባ ጃክ ማ ኤሌክትሮኒካዊ ዕዳጋ ኣብ ኢትዮጵያ ክኸፍት'ዩ፡

Eritrean and Sudanese leaders meet in Asmara.
Source: East Afro

ጸብጻባት ዜናታት (28/11/2018) * ኢትዮጵያ መዐወንቲ ዕጻት ዘዘዋውሩ 24 ዜጋታት ወጻኢ ከም ዝሓዘት ኣፍሊጣ። * ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክን ህዝባዊ ርክባት ከደንፍዑ ተረዳዲኦም ተባሂሉ። * ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣስታት 80 ሚልዮን ዝኣባላቱ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ውዒሉ ተባሂሉ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜናታት (28/11/2018) * ኢትዮጵያ መዐወንቲ ዕጻት ዘዘዋውሩ 24 ዜጋታት ወጻኢ ከም ዝሓዘት ኣፍሊጣ። * ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክን ህዝባዊ ርክባት ከደንፍዑ ተረዳዲኦም ተባሂሉ። * ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣስታት 80 ሚልዮን ዝኣባላቱ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ውዒሉ ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now