SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ ብዘይ'ቲ ሓያል ኣጥቃዒኣ ኣብ ሴካፋ ት20 ሳልሰይቲ ወጺኣ; ኣብ ዶሓ ኢትዮጵያ ካብ ትጽቢት ንታሕቲ መዳልያታት ኣዋህሊላ

Humanity in Doha 2019
Source: Washingtopost

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/10/2019) ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ኢትዮጵያ ድሕሪ 18 ዓመታት ኣብ ውድድር ማራቶን ወርቂ መዳልያ ዓቲራ ኣብ ብዝሒ መዳልያታት ግን ኣዕጋቢ ዘይኮነ ውጽኢት ኣመዝጊባ፡ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ መንእሰያት ት20 ቀንዲ ተጻወታ ድሕሪ ምህዳሞም ኣብ ዘካየደቶ ናይ ደረጃ ግጥም ተዓዊታ ሳልሳይ ወጺኣ፡ ምትህርራም ኣብ መንጎ ውድድር፡ ልቢ ዝትንክፍ ሰብኣዊ ምትሕልላይ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ኣትሌታትን ኣንጻራዊ ባንዴራታት ዝሓዙ ኣብ ክልተ ዝተኸፋፈሉ ኢትዮጵያውያን ደገፍቲ ኣብ ቐጠርን ዘካትቱ ፍሉያት ተርእዮታትን ክስተታትን ኣብ ውድድራት ሻምፒዮና ዓለም ዶሓ 2019

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/10/2019) ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ኢትዮጵያ ድሕሪ 18 ዓመታት ኣብ ውድድር ማራቶን ወርቂ መዳልያ ዓቲራ ኣብ ብዝሒ መዳልያታት ግን ኣዕጋቢ ዘይኮነ ውጽኢት ኣመዝጊባ፡ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ መንእሰያት ት20 ቀንዲ ተጻወታ ድሕሪ ምህዳሞም ኣብ ዘካየደቶ ናይ ደረጃ ግጥም ተዓዊታ ሳልሳይ ወጺኣ፡ ምትህርራም ኣብ መንጎ ውድድር፡ ልቢ ዝትንክፍ ሰብኣዊ ምትሕልላይ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ኣትሌታትን ኣንጻራዊ ባንዴራታት ዝሓዙ ኣብ ክልተ ዝተኸፋፈሉ ኢትዮጵያውያን ደገፍቲ ኣብ ቐጠርን ዘካትቱ ፍሉያት ተርእዮታትን ክስተታትን ኣብ ውድድራት ሻምፒዮና ዓለም ዶሓ 2019

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now