SKIP TO MAIN CONTENT

ሓደ ኤርትራውን ሓደ ኢትዮጵያውን ስደተኛ ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ክወዳደሩ ተመሪጾም

bango la michezo ya olimpiki
bango la michezo ya olimpiki Source: IOC

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/06/2019) ኤርትራዊ ኣትሌት ኣፈወርቂ ብርሃነ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ቭልዶቫን ሮድ ረይስ ተዓዊቱ፡ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ዝርከብዎም ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ 2020 ትሳተፍ ኦሎምፒካዊት ጋንታ ስደተኛታት ስም ዝርዝር ዘርጊሑ፡ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ምስሪ ተጀሚሮም፡ ልሙዳት ተርእዮታት ምስሕሓብ ብዛዕባ ክፍሊታት ገንዘብ ምስንኻላት ከይፈጥሩ ተሰጊኡ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ዙር ስዊስ ወዲኦም

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/06/2019) ኤርትራዊ ኣትሌት ኣፈወርቂ ብርሃነ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ቭልዶቫን ሮድ ረይስ ተዓዊቱ፡ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ዝርከብዎም ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ 2020 ትሳተፍ ኦሎምፒካዊት ጋንታ ስደተኛታት ስም ዝርዝር ዘርጊሑ፡ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ምስሪ ተጀሚሮም፡ ልሙዳት ተርእዮታት ምስሕሓብ ብዛዕባ ክፍሊታት ገንዘብ ምስንኻላት ከይፈጥሩ ተሰጊኡ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ዙር ስዊስ ወዲኦም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now