ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ብዛዕባ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ደገፍቱን ተቓወምቱን።
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብዚ ቅሩብ እዋን "ብርጌድ ንሓመዱ" ብዝብል ሓድሽ ኣወዳድባ ኣንጻር እቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝድገፍ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓዉሞታት ክገብሩ ተራእዮም። ነበርቲ ኣውስትራሊያ ዝኾኑ ነዚ ኣገባብ ተቓዉሞ ዝድግፉን ዝቃወሙን፡ ንምንታይ ክድገፍ ኣለዎ ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን እዚ ኣገባብ እዚ ድጉፍ ኣይኮነን ዝብሉ በቲ ሓደ ወገን ካብ ሲድኒ ሃቱ፡ ካብ መልበርን ሃይለየሱስን መሓመድ ኢማምን ካብ ብርስቤን ዳዊት ዝሃብዎ ርእይቶ ካልኣይ ክፋል።
Share