ኣድያም በይንን ሳብሪና ኣደምን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበያ ኤርትራዊያን እየን። ንሳተን ምስካልኦት መዛኖአን ብምዃን ኣብ ወጻኢ ዝዓብዩ መንእሰያት ናብ ሓደ መጺኦም ብዛዕባ ታሪኽ ባህሊን ፖሎቲካ መበቆል ሃገሮም ክፈልጡን ከበርክቱን ዝነጥፋ ዘለዋ እየን።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends

