Credit: Timon Reinhard/Unsplashኣብ ኣደባባያት መቐለ ከይካየድ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ዝተሰረዘ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኤርትራ መሃይምነት ንምጥፋእ፡ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂካዊ ውጥን ተሓንጺጹ ። ሃገራዊ ዋዕላ ሕርሻዊ መጽናዕትታት ኤርትራ 2026፡ ተዛዚሙ። ኦሉሰጉን ኦባሳንጆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ማሃሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ጉዳይ ጸጥታን ሰላምን ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጡ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣደባባያት መቐለ ከይካየድ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ዝተሰረዘ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኤርትራ መሃይምነት ንምጥፋእ፡ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂካዊ ውጥን ተሓንጺጹ ። ሃገራዊ ዋዕላ ሕርሻዊ መጽናዕትታት ኤርትራ 2026፡ ተዛዚሙ። ኦሉሰጉን ኦባሳንጆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ማሃሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ጉዳይ ጸጥታን ሰላምን ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጡ።
Check out our podcast collection here