SKIP TO MAIN CONTENT

"ብዝገበርናዮ ተቓዉሞ ኣኼብ YPFD ኣብ ሆላንድ ተሰሪዙ ኣሎ" ክብሮም ዳፍላ

Erit demonstration (Dafla)
Erit demonstration (Dafla) Source: Erit demonstration (Dafla)

ኣብ ሆላንድ ኣብዚ ቅንያት ብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣኼባ ክግበር ምድላዋት ተገይሩ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ ልዕሊ 600 ሰባት ክሳተፉን፡ ኣወሃሃዲ (YPFDJ) ን ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝኾነ የማነ ገብረኣብውን ክሳተፍ ኣብ ሆላንድ ይርከብ። እቲ ኣኼባ ብጸቕጥን ተቓዉሞን ኤርትራዊያን ነበርቲ ሆላንድ ክስረዝ ከምተገብረ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና እቲ ሃገር ከም ህጹጽ ዜና ወይ ኣቃሊሐናኦ። ብዛዕባዚ ዝምልከት ን ኣወሃሃድቲ ኣኼባ YPFDJ ከነዘራርብ ፈቲና ኣይሰለጠናን: ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ተቓዉሞ ንኣቶ ክብሮም ዳፍላ ግና ብዛዕባ እቲ ኩነታት ኣዘራሪብናዮ ዝሃበና ቃል እንሆ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሆላንድ ኣብዚ ቅንያት ብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣኼባ ክግበር ምድላዋት ተገይሩ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ ልዕሊ 600 ሰባት ክሳተፉን፡ ኣወሃሃዲ (YPFDJ) ን ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝኾነ የማነ ገብረኣብውን ክሳተፍ ኣብ ሆላንድ ይርከብ። እቲ ኣኼባ ብጸቕጥን ተቓዉሞን ኤርትራዊያን ነበርቲ ሆላንድ ክስረዝ ከምተገብረ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና እቲ ሃገር ከም ህጹጽ ዜና ወይ ኣቃሊሐናኦ። ብዛዕባዚ ዝምልከት ን ኣወሃሃድቲ ኣኼባ YPFDJ ከነዘራርብ ፈቲና ኣይሰለጠናን: ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ተቓዉሞ ንኣቶ ክብሮም ዳፍላ ግና ብዛዕባ እቲ ኩነታት ኣዘራሪብናዮ ዝሃበና ቃል እንሆ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now