Source: Suppliedኣብ ግብጺ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅላሕ ኣብ ከተማ ካይሮ ንሰልፊ ወጺኦም ዘንብዕ ጋዝ ተሰንዩ ፖሊስ ግብጺ ከምዝበተኖምን ንገሊኦም ከምዝኣሰሮምን ተገሊጹ ኣሎ። ካብ ኣወሃሃድቲ አቲ ሰልፊ ሓደ ዝኾነ ኢሳያስ ኣስመሮም ን SBS ትግርኛ ከምዝሓበሮ፡ ንኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ዝግባእ ናይ ወጻኢ ዕድላት ንሶርያዊያንን ንሶማሊያዊያንን ይወሃብ፡ ኤርትራዊያን ናይ ስራሕን ትምህርቲን ዕድል ኣብ ግብጺ የብሎምን፡ ናብ ሆስፒታል ዝኸዱ ኩሊቶም ይስረቑን ብማሽን ይጠሓኑን ኣለዉ ክብል ገሊጹ ኣሎ፡ ንምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑ ትኽእሉ።
ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅላሕ ኣብ ከተማ ካይሮ ንሰልፊ ወጺኦም ዘንብዕ ጋዝ ተሰንዩ ፖሊስ ግብጺ ከምዝበተኖምን ንገሊኦም ከምዝኣሰሮምን ተገሊጹ ኣሎ። ካብ ኣወሃሃድቲ አቲ ሰልፊ ሓደ ዝኾነ ኢሳያስ ኣስመሮም ን SBS ትግርኛ ከምዝሓበሮ፡ ንኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ዝግባእ ናይ ወጻኢ ዕድላት ንሶርያዊያንን ንሶማሊያዊያንን ይወሃብ፡ ኤርትራዊያን ናይ ስራሕን ትምህርቲን ዕድል ኣብ ግብጺ የብሎምን፡ ናብ ሆስፒታል ዝኸዱ ኩሊቶም ይስረቑን ብማሽን ይጠሓኑን ኣለዉ ክብል ገሊጹ ኣሎ፡ ንምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑ ትኽእሉ።