SKIP TO MAIN CONTENT

"ደረጃ ንቕሓት መንእሰያትና ክብ ንምባልየ ብዓቕመይ ፕሮጀክት ኣበጋጊሰ ዘለኹ" መሓመድ እስማዒል

Interview Tigrinya
Source: MeHammed Ismail

ነባሪ ኣመሪካ ዝኾነ መሓመድ እስማዒል ነቶም ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትምህርቲን ሞያን ንምሕጋዝ ብውልቁ ፕሮጀክት ኣበጊሱ ዝነጥፍ ዘሎ እዩ። እዚ ፕሮጀክት ብኸመይ ተበጊሱ፡ በዚ መደብ ተጠቀምቲ ዝኾኑ መንዮ? ዝብሉን ካልእ ምስቲ ንጥፈታት ዝኸዱ ሕቶታትን መሊሱ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ነባሪ ኣመሪካ ዝኾነ መሓመድ እስማዒል ነቶም ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትምህርቲን ሞያን ንምሕጋዝ ብውልቁ ፕሮጀክት ኣበጊሱ ዝነጥፍ ዘሎ እዩ። እዚ ፕሮጀክት ብኸመይ ተበጊሱ፡ በዚ መደብ ተጠቀምቲ ዝኾኑ መንዮ? ዝብሉን ካልእ ምስቲ ንጥፈታት ዝኸዱ ሕቶታትን መሊሱ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now