SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

News
Source: Nobel

ኣርእስታት ዜና፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣመስጊኖም ዝተቐበሉዎ ሽልማት ኖበል መንግስታውያን ማዕኸናት ዜና ኤርትራ ፀማም እዝኒ ሂበንኦ። ኣንጻር ህወሓት ኢህወደግ ብብረት ክቃለስ ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 10 ዓመት ዝፀንሐ: ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ምስ ህወሓት ክዋሃድ ወሲኑ። ብኻልእ ወገን ንሳላሳ ዓመታት ምስ ህወሓት ከይተዓረቑ ብዝቐፀሉ በዓል ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ዝመስረቱዎ ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ( ትዴት) ሽሙ ናብ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ለዊጡ ምስ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃድ መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፉ 19 ዓመታት እቲ ጫፍ ናይ ምንባር መዋእል ህይወት ኢትዮጵያዊ ብ13.5 ዓመታት ከም ዝወሰኸ ጸብጻብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣነጺሩ። ኣብ ትግራይ ቅድሚ ሮማ ዝተሃንጸ ከተማ ከም ዝተረኽበ ተመራመርቲ ገሊጾም። ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብሰሪ ቅልውላው ልዕሊ 7000 ተምሃሮ ትምህርቲ ጠጠው ኣቢሎም። ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now