Source: Teclemichael Ghebruህቡብ ድምጻዊ ተኽልንኪኤል ገብሩ ኣብ ሙዚቃ ናይ ትግርኛ ዓቢ ስርሓት ገዲፉ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድሚኡ ብ 26 ነሓሰ 2021 ካብዛ ዓለም ተፋንዩ። ብዛዕባ ታሪኽ ህይወቱ መምህር መኮንን ኣወሃሂዱ ካብዘቕረቦ ታሪኽ ህይወቱ ጨሊፍና ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።
ህቡብ ድምጻዊ ተኽልንኪኤል ገብሩ ኣብ ሙዚቃ ናይ ትግርኛ ዓቢ ስርሓት ገዲፉ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድሚኡ ብ 26 ነሓሰ 2021 ካብዛ ዓለም ተፋንዩ። ብዛዕባ ታሪኽ ህይወቱ መምህር መኮንን ኣወሃሂዱ ካብዘቕረቦ ታሪኽ ህይወቱ ጨሊፍና ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።