Keshi Tecle Teferi and Keshi Teclemariam Merkatsion Source: Suppliedኣብዚ ቕነ፡ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፡ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ከምዝሸይም መግለጺ ኣውጺኡ ቀኒዩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቶም ሕጋዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት ኣብ ማሕዩር ኣብዘለዉሉ ብምዃኑ፡ ብዙሓት መራሕቲን ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቓዉሞኦም የስምዑ ኣለዉ። ንሎሚ ብዛዕባዚ ጉዳይ ንሊቀ ካህናት ቀሺ ተክለማርያም መርካጽዮንን ሊቀ ህሩያን ቀሺ ተኽለ ተፈሪን ኣዛሪብናዮም ኣለና። ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ። ካልኣይ ክፋሉ ኣብዝቕጽል ክቐርብ እዩ።
ኣብዚ ቕነ፡ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፡ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ከምዝሸይም መግለጺ ኣውጺኡ ቀኒዩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቶም ሕጋዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት ኣብ ማሕዩር ኣብዘለዉሉ ብምዃኑ፡ ብዙሓት መራሕቲን ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቓዉሞኦም የስምዑ ኣለዉ። ንሎሚ ብዛዕባዚ ጉዳይ ንሊቀ ካህናት ቀሺ ተክለማርያም መርካጽዮንን ሊቀ ህሩያን ቀሺ ተኽለ ተፈሪን ኣዛሪብናዮም ኣለና። ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ። ካልኣይ ክፋሉ ኣብዝቕጽል ክቐርብ እዩ።