Source: Getty Imagesኣብዚ ቕነ፡ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፡ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ከምዝሸይም መግለጺ ኣውጺኡ ቀኒዩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቶም ሕጋዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት ኣብ ማሕዩር ኣብዘለዉሉ ብምዃኑ፡ ብዙሓት መራሕቲን ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቓዉሞኦም የስምዑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ጉዳይ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ተክለማርያም መርካጽዮንን ሊቀ ህሩያን ቀሺ ተኽለ ተፈሪን ዝገበርናዮ ዘተ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብዚ ቕነ፡ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፡ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ከምዝሸይም መግለጺ ኣውጺኡ ቀኒዩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቶም ሕጋዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት ኣብ ማሕዩር ኣብዘለዉሉ ብምዃኑ፡ ብዙሓት መራሕቲን ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቓዉሞኦም የስምዑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ጉዳይ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ተክለማርያም መርካጽዮንን ሊቀ ህሩያን ቀሺ ተኽለ ተፈሪን ዝገበርናዮ ዘተ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።