SKIP TO MAIN CONTENT

'ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ደሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት መታን ከተዳልዩና ጎድኒ ጎድኖም ክንሕብረኩም ኢና'

73 people arrested for suspected involvement in riot in Ethiopia
Source: CGTN

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/07/2019) ኤርትራዊ ኣትሌት ፊልሞን ኣብርሃም ሰንበት ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ግሮስግሎኽነር በርግሎውት ተዓዊቱ፡ ኢትዮጵያ መበቆል ዘለዋ ሆላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሞናኮ ናይ ሓደ ማይል ክብረወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዳሪል ኢምፒ ታሽዓይ መድረኹ ኣብ መዓልቲ ባስቲል ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ፕረዚደንት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሞሮኮ ንኢትዮጵያዊ ዳኛ በኣምላክ ተሰማ ብርእሱ ሃሪምዎ ጥርዓን ድሕሪ ምቕራቡ ንሓደ ዓመት ተኣጊዱ፡ ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ድሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት ከኣ ከተዳልዩና ኢኹም ትብል ጋንታ ሮማ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/07/2019) ኤርትራዊ ኣትሌት ፊልሞን ኣብርሃም ሰንበት ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ግሮስግሎኽነር በርግሎውት ተዓዊቱ፡ ኢትዮጵያ መበቆል ዘለዋ ሆላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሞናኮ ናይ ሓደ ማይል ክብረወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዳሪል ኢምፒ ታሽዓይ መድረኹ ኣብ መዓልቲ ባስቲል ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ፕረዚደንት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሞሮኮ ንኢትዮጵያዊ ዳኛ በኣምላክ ተሰማ ብርእሱ ሃሪምዎ ጥርዓን ድሕሪ ምቕራቡ ንሓደ ዓመት ተኣጊዱ፡ ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ድሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት ከኣ ከተዳልዩና ኢኹም ትብል ጋንታ ሮማ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now