Source: Irish Mirrorሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/12/2019) * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሰንበት ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ጓንግዙ ማራቶን ብኽልቲኡ ጾታታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ነቶም ካብ ኣልማዛዊ ሊግ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዝተሰረዙ ዓይነታት ውድድራት ጉያ እግሪ ንምዕቃብን ንምድሓንን ሓደ ዞባዊ ውድድር ሻምፒዮና ክምስረት ደገፎም ገሊጾም፡ * ኣብ ኡጋንዳ ሰንበት ተጀሚሩ ኣብ ዘሎ ግጥማት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ክ/እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪካ ወይ ሴካፋ ተሳተፍቲ ሃገራት ኩለን ተቐሪበን ኣለዋ፡ * ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣየርላንዳዊ ዜጋ ኮይኑ ነሓስ መዳልያ ዝዓተረ ኤፍሬም ግደይ ሓበን'ታ ሃገር ኮይኑ:
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/12/2019) * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሰንበት ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ጓንግዙ ማራቶን ብኽልቲኡ ጾታታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ነቶም ካብ ኣልማዛዊ ሊግ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዝተሰረዙ ዓይነታት ውድድራት ጉያ እግሪ ንምዕቃብን ንምድሓንን ሓደ ዞባዊ ውድድር ሻምፒዮና ክምስረት ደገፎም ገሊጾም፡ * ኣብ ኡጋንዳ ሰንበት ተጀሚሩ ኣብ ዘሎ ግጥማት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ክ/እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪካ ወይ ሴካፋ ተሳተፍቲ ሃገራት ኩለን ተቐሪበን ኣለዋ፡ * ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣየርላንዳዊ ዜጋ ኮይኑ ነሓስ መዳልያ ዝዓተረ ኤፍሬም ግደይ ሓበን'ታ ሃገር ኮይኑ: