Source: ESPN/Twitterሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/01/2020) * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ላ ትሪፒካለ አሚሳ ቦንጎ ጎብለላት ናይ ነጥቢ፡ መንእሰይን ዓቐብን ኮይኖም፡ * ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ውጽኢታት ብሒቶሞ፡ * ኢትዮጵያ አብ ቅድመ መጽረዪ ንዋንጫ ዓለም ፊፋ መንእሰያት ደቀንስትዮ ት17 ብድምር ውጽኢት 5-1 ብኡጋንዳ ተሳዒረን፡ * ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት/ባስኬት ቦል ዓለም ኮቢ ብራያንት ብሓደጋ ምውዳቕ ነፋሪት መይቱ፡ ስንባደን ሓዘንን ኣብ ልዕሊ’ቲ ስፖርትን ዓለምን ፈጢሩ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/01/2020) * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ላ ትሪፒካለ አሚሳ ቦንጎ ጎብለላት ናይ ነጥቢ፡ መንእሰይን ዓቐብን ኮይኖም፡ * ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ውጽኢታት ብሒቶሞ፡ * ኢትዮጵያ አብ ቅድመ መጽረዪ ንዋንጫ ዓለም ፊፋ መንእሰያት ደቀንስትዮ ት17 ብድምር ውጽኢት 5-1 ብኡጋንዳ ተሳዒረን፡ * ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት/ባስኬት ቦል ዓለም ኮቢ ብራያንት ብሓደጋ ምውዳቕ ነፋሪት መይቱ፡ ስንባደን ሓዘንን ኣብ ልዕሊ’ቲ ስፖርትን ዓለምን ፈጢሩ፡