SKIP TO MAIN CONTENT

“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን

Interview Tigrinya
Source: Bereket Haile

ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኖርወይንን ሽወደንን ዝመጽኡ ኤርትራዊያን ሰልፈኛታት፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ "ሽልማት ኖበል ንግብራዊ ሰላም እምበር ንመብጻዓታት መልሓስ ዝግባእ ኣይኮነን።” ዝብልን ካልእን ጭርሖታት ሒዞም ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ኔሮም። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ብምኽንያት ምቕባል ሽልማት ናይ ሰላም ኖበል ስልማት ንዶ/ር ኣብይ ኮይኑ፡ ተግባራዊ ሰላም ስለዘየለ እዚ ሽልማት ዝግባእ ኣይኮነን ካብዝብል ምዃኑ ሰልፈኛታት ይገልጹ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ካብ ኮሚቴ ባይቶ ይኣክል ኖርወይ ዝኾኑ፡ በረኸት ሃይለን ፊልሞን ወልዱ ኣርኣያን ብዛዕባቲ ሰላማዊ ሰልፊ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኖርወይንን ሽወደንን ዝመጽኡ ኤርትራዊያን ሰልፈኛታት፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ "ሽልማት ኖበል ንግብራዊ ሰላም እምበር ንመብጻዓታት መልሓስ ዝግባእ ኣይኮነን።” ዝብልን ካልእን ጭርሖታት ሒዞም ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ኔሮም። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ብምኽንያት ምቕባል ሽልማት ናይ ሰላም ኖበል ስልማት ንዶ/ር ኣብይ ኮይኑ፡ ተግባራዊ ሰላም ስለዘየለ እዚ ሽልማት ዝግባእ ኣይኮነን ካብዝብል ምዃኑ ሰልፈኛታት ይገልጹ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ካብ ኮሚቴ ባይቶ ይኣክል ኖርወይ ዝኾኑ፡ በረኸት ሃይለን ፊልሞን ወልዱ ኣርኣያን ብዛዕባቲ ሰላማዊ ሰልፊ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now