Change of currency and limit on cash Source: SBS Tigrinya….ድሒሩ ኣብ 10 የካቲት፡ ዝወጸ ኣዋጅ፡ ንቼክን ምንቅስቃስ ባጤራ ናቅፋን ዝምልከት ኮይኑ። ዝኾነ ይኹን ሰብ ልዕሊ 3000 ባጤራ ናቅፋ ብጥረ ገንዘብ(cash) ከየንቀሳቅስ ዝእግድዩ። …..ኣብ መወዳእታ ነሓሰ ናይ 2016 ባንክታት ኤርትራ ካብቲ ህዝቢ ከየውጽኦ ተኸልኪሉ ዘሎ ገንዘብ ህዝቢ ካብ 2% ክሳብ 4% ተቆራጭ ክገብራ ምኻነን ኣፍሊጠን። ከም መቀጸልታ ናይዚ ድማ ብ ዓርቢ ታሕሳስ 09, 2016 ኣብ ዝወጸ ንኹለን ባንክታት ዝምልከት ምልክታ፡ ባጤራ ናቅፋ ምቅያር ካብ ዝጀመረሉ እዋን ክሳብ ሕጂ ኣብ ዘሎ ሓደ ዓመት ሰሌዳ ካብ ሕሳቦም ልዕሊ 200ሽሕ ናቅፋ ዘውጽኡ ውልቀሰባት ወይ ድማ ልዕሊ 400ሽሕ ዘውጽኡ ትካላት፡ ነቲ ዘውጽዎ ልዕሊ ዝተፈቅደ ገንዘብ ክሳብ መወዳእታ ዕለት ናይዚ ወርሒ ናብ ሕሳቦም ክመልስዎ የስገድድ። እንተዘይተመሊሶሞ ድማ ጉዳዮም ናብ ዝምልከቶ ኣካል መንግስቲ ክመሓላለፍ ምዃኑ የፈራርህ።………
….ድሒሩ ኣብ 10 የካቲት፡ ዝወጸ ኣዋጅ፡ ንቼክን ምንቅስቃስ ባጤራ ናቅፋን ዝምልከት ኮይኑ። ዝኾነ ይኹን ሰብ ልዕሊ 3000 ባጤራ ናቅፋ ብጥረ ገንዘብ(cash) ከየንቀሳቅስ ዝእግድዩ። …..ኣብ መወዳእታ ነሓሰ ናይ 2016 ባንክታት ኤርትራ ካብቲ ህዝቢ ከየውጽኦ ተኸልኪሉ ዘሎ ገንዘብ ህዝቢ ካብ 2% ክሳብ 4% ተቆራጭ ክገብራ ምኻነን ኣፍሊጠን። ከም መቀጸልታ ናይዚ ድማ ብ ዓርቢ ታሕሳስ 09, 2016 ኣብ ዝወጸ ንኹለን ባንክታት ዝምልከት ምልክታ፡ ባጤራ ናቅፋ ምቅያር ካብ ዝጀመረሉ እዋን ክሳብ ሕጂ ኣብ ዘሎ ሓደ ዓመት ሰሌዳ ካብ ሕሳቦም ልዕሊ 200ሽሕ ናቅፋ ዘውጽኡ ውልቀሰባት ወይ ድማ ልዕሊ 400ሽሕ ዘውጽኡ ትካላት፡ ነቲ ዘውጽዎ ልዕሊ ዝተፈቅደ ገንዘብ ክሳብ መወዳእታ ዕለት ናይዚ ወርሒ ናብ ሕሳቦም ክመልስዎ የስገድድ። እንተዘይተመሊሶሞ ድማ ጉዳዮም ናብ ዝምልከቶ ኣካል መንግስቲ ክመሓላለፍ ምዃኑ የፈራርህ።………