እቲ አብ 400 ትርብዒት ሜ. ዝተሃንጸ ኣብያተ ማእሰርቲ ኣብ ወደባዊ ዓሰብ እዩ ተሃኒጹ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንወደብ ዓሰብ አብ 2015 ካብ ኤርትራ ን 30 ዓመት ካብ ትካረዮ ንደሓር፡ ሃገራት ከሊጅ ንወደብ ዓሰብ፡ ነቲ ኣብ የመን ዝግበር ኲናት መቕረቢ አጽዋር ኲናትን ሰራዊትን መዋፈሪ ኮይኑ ከምዝጸንሐ እቲ ጸብጻብ የቃልዕ።
Share

Published
Updated
Source: Al Jazeera
Share this with family and friends