ኣብ ከተማ ወላይታ ሰዶ ክልል ንምዃን ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ተጌሩ። ኣብ ድሬዳዋን ከባቢኣን ደሮና ዝተሓወሶ ዝናብ ዘኒቡ። ኣይሮፕላን ቦይንግ 737 ማክስ ተመሃሮ ዝሰልተንሎም ሶፍትዌር ምስለ በረራ ጸገም ከምዝነበሮ ኩባኒያ ቦይንግ ኣሚኑ። ኣብ ቻይና ዝርከቡ ተመሃሮ ተጋሩ፤ ንልምዓት ትግራይ ዝው ዕል ልዕሊ 166 ሽሕ ብር ኣወፍዮም
Share

Published
By Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends

