SKIP TO MAIN CONTENT

ስደተኛታት ቆልዑ ኣብ ኢትዮጵያ

ETHIOPIA CHILD REFUGEES RNF
Hundreds of thousands of South Sudanese children have fled to refugee camps in Ethiopia Source: SBS

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኲናት ሓድሕድ ካብ ዝጅምር ዳርጋ ሽዱሽተ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ከም ኩሉ ግጭታት እቶም ዝበዝሑ ግዳያት ሲቪል መንእሰያትን ቆልዑን እዮም። እቲ ኲናት ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ዝበዝሑ ብዘይወለዲን መሰነይታን ዓዶም ገዲፎም ክሃድሙ ገዲድዎም እዩ። ነቲ ዘሎ ኣዚዩ ብዙሕ ጠለብ ናይ ሓግዙና ንምምላእ፡ ትካላት ረዲኤት ኣብ ጸገም ከምዝርከቡ ይፍለጥ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኲናት ሓድሕድ ካብ ዝጅምር ዳርጋ ሽዱሽተ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ከም ኩሉ ግጭታት እቶም ዝበዝሑ ግዳያት ሲቪል መንእሰያትን ቆልዑን እዮም። እቲ ኲናት ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ዝበዝሑ ብዘይወለዲን መሰነይታን ዓዶም ገዲፎም ክሃድሙ ገዲድዎም እዩ። ነቲ ዘሎ ኣዚዩ ብዙሕ ጠለብ ናይ ሓግዙና ንምምላእ፡ ትካላት ረዲኤት ኣብ ጸገም ከምዝርከቡ ይፍለጥ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now