ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/10/2019) * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ኒውደልሂ፡ ኣምሰተርዳምን ሊዝበንን ኣብ ዝተኻየዱ ማራቶናት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ኢትዮጵያ ብሩዋንዳ ተገሊፋ፡ * ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ጓንሺ ዝድነቕ ሻድሻይ ተርታ ወጺኡ፡ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ጉዕዝኡ ይቕጽል ኣሎ፡ *ጉዳይ ካታሎንያ አብ ዝተጓሃሃረሉ ምትሕውዋስ ስፖርትን ፖለቲካን አብ ስፐይን ላምባን ሓሰርን ኮይኖም፡
Share






