ኣብ ኢትዮጵያ ተጎሃሂሩ ዝነበረ ፖለቲካዊ ዕግርግር ንምቁጽጻር፡ ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ ካብ መወዳእታ ወርሒ መስከረም ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኣዋጅ ህጹጽ ኩነታት ኣዊጁ ነይሩ፡ መወዳእታ እቲ ኣዋጅ እዚ ወርሒ እንተነበረኳ እቲ ናይ ህጹጽ እዋን ተወሳኺ ን ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ ኣሎ። ገለ ወገናት ግና ተቓውሞኦም ገሊጾም ኣለዉ፡፣
Share
Published
By My Recording
Source: SBS
Share this with family and friends