Ethiopia in 2016 (AAP) Source: Ethiopia in 2016 (AAP)ኣብዚ ንዛዝሞ ዘለና ዓመተ 2016 ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ ቁጠባን ካልእ ሸነኻት ብዙሕ ርእያ እያ። ኣብዚ ጽሟቕ ዳህሳስ ቀሪቦም ካብዘለዉ፡ብድሕሪ ንዓመታት ምጥምማት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ንእስ ዝበለ ኩናት ዝገጠመትሉ ዓመት እዩ ነይሩ። ብድርቂ ንዝተሃስየ ከባቢታት ንምሕጋዝ ገዚፍ ቀረብ ረዲኤት ንምእታው ወደብ ጂቡቲ ብምጽባቡ፡ ኢትዮጵያ ንወደባት ሱዳንን ሶማሊያን ከም ተወሰኽቲ ወደባት ክትጥቀመለን ተገዲዳ እያ።ተቓዉሞታት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ዝሓየለሉን ብሰንኩ ፡ መንግስቲ ፖሊሲታቱ ክቕይርን ናይ ህጹጽ ድንጋገ እዋን ሓደጋ ከተግብር ተገዲዱ እዩ።ኣብ ዘመነ ኢሂወደግ እቲ ዝዓበየ ተቓዉሞ ኣብ ትግራይ ተራእዩ፡ ምዕቡል ኤለክትሪካዊ መስመር ባቡራት ተሰሪሑ ኣብ ስራሕ ዊዒሉ።ኢትዮጵያ ኣሲራቶም ካብ ዝነበረት 12 ሺሕ ሰባት ነቶም 10 ሺሕ ኣሰልጢናን ኣምሂራንውን ፈኒያቶም እያ።
ኣብዚ ንዛዝሞ ዘለና ዓመተ 2016 ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ ቁጠባን ካልእ ሸነኻት ብዙሕ ርእያ እያ። ኣብዚ ጽሟቕ ዳህሳስ ቀሪቦም ካብዘለዉ፡ብድሕሪ ንዓመታት ምጥምማት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ንእስ ዝበለ ኩናት ዝገጠመትሉ ዓመት እዩ ነይሩ። ብድርቂ ንዝተሃስየ ከባቢታት ንምሕጋዝ ገዚፍ ቀረብ ረዲኤት ንምእታው ወደብ ጂቡቲ ብምጽባቡ፡ ኢትዮጵያ ንወደባት ሱዳንን ሶማሊያን ከም ተወሰኽቲ ወደባት ክትጥቀመለን ተገዲዳ እያ።ተቓዉሞታት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ዝሓየለሉን ብሰንኩ ፡ መንግስቲ ፖሊሲታቱ ክቕይርን ናይ ህጹጽ ድንጋገ እዋን ሓደጋ ከተግብር ተገዲዱ እዩ።ኣብ ዘመነ ኢሂወደግ እቲ ዝዓበየ ተቓዉሞ ኣብ ትግራይ ተራእዩ፡ ምዕቡል ኤለክትሪካዊ መስመር ባቡራት ተሰሪሑ ኣብ ስራሕ ዊዒሉ።ኢትዮጵያ ኣሲራቶም ካብ ዝነበረት 12 ሺሕ ሰባት ነቶም 10 ሺሕ ኣሰልጢናን ኣምሂራንውን ፈኒያቶም እያ።