Credit: Beyene Weldegiorgisኢትዮጵያ ምስታ ገዛእ ርእሳ ተመሓድር ሶማሌላንድ ክራይ ባሕሪን ኣምሳያኡ ድማ ነታ ዓለም ኣፍልጦ ዘይሃባ ግዝኣት ሶማሊያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ክህባ ምዃኑ ዝወጸ ናይ ስምምዕ ዜና ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሶማሊያ፡ ሶማሊላንድን ህዝቢን መንግስታትን ኲነኔን ደገፍን ይህቡ ኣለዉ። ብዘይካ'ዚ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኢጋድን ካልኦት ተሰማዕቲ ሰባትን ብዛዕባዚ ጉዳይ ርእይቶኦም ይህቡ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Updated
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኢትዮጵያ ምስታ ገዛእ ርእሳ ተመሓድር ሶማሌላንድ ክራይ ባሕሪን ኣምሳያኡ ድማ ነታ ዓለም ኣፍልጦ ዘይሃባ ግዝኣት ሶማሊያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ክህባ ምዃኑ ዝወጸ ናይ ስምምዕ ዜና ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሶማሊያ፡ ሶማሊላንድን ህዝቢን መንግስታትን ኲነኔን ደገፍን ይህቡ ኣለዉ። ብዘይካ'ዚ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኢጋድን ካልኦት ተሰማዕቲ ሰባትን ብዛዕባዚ ጉዳይ ርእይቶኦም ይህቡ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።