Source: Ethiopian Governmentበቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተገበረ ፈተነ ዕልዋ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን እቲ ክልልን ኣዘዝቲ ሰራዊት ከም ዝተቐትሉ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ፕሬስ ሴክሬታሪ አቶ ንጉሱ ጥላሁን ኣረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ ፡ ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣማኻሪኡ ኣቶ እዘዝ ዋሱ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክቕተሉ እንከለዉ፡ ኢታ ማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መኮነን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ድማ ብዓጀብቲ ጀነራል ሰዓረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ቤት ጀነራል ሰዓረ ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ። ዝርዝር ጸብጻብ......
በቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተገበረ ፈተነ ዕልዋ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን እቲ ክልልን ኣዘዝቲ ሰራዊት ከም ዝተቐትሉ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ፕሬስ ሴክሬታሪ አቶ ንጉሱ ጥላሁን ኣረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ ፡ ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣማኻሪኡ ኣቶ እዘዝ ዋሱ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክቕተሉ እንከለዉ፡ ኢታ ማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መኮነን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ድማ ብዓጀብቲ ጀነራል ሰዓረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ቤት ጀነራል ሰዓረ ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ። ዝርዝር ጸብጻብ......