SKIP TO MAIN CONTENT

ቢንያም ግርማይ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ወርሒ ጥሪ ተሰይሙ፡ ኣትሌት ኣባዲ ሃዲስ ኣብ መበል 22 ዓመቱ ዓሪፉ፡

Biniam Girmay
Source: RFI

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/02/2020) * ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ጉያ እግሪ መሮር 2017 ነሓስ መዳልያ ዝዓተረ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣባዲ ሓድሽ ብሕማም ኣብ መበል 22 ዓመቱ ዓሪፉ፡ * ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ‘እስራኤል ሳይክሊንግ ኣካዳሚ’ ብደረጃ ኮንቲነንታል ቲም ክትወዳደር ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም/ዩሲኣይ ከምዝተቐበላ ኣፍሊጣ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ብኣዳለውቲ ቅድድም ብሽግለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ/ኣፍሪካን ሳይክሊስት ኦፍ ዘ ማንዝ ናይ ወርሒ ጥሪ ተሰይሙ፡ * ኣብ ስፐይን ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ናይ ምምዝጋብ ገስጋሱ ብምቕጻል ሮቡዕ ንሪያል ማድሪድ ካብ ግጥማት ዋንጫ ንጉስ ገሊፉ ንኣትለቲክ ቢልባኦ ኣብ ላሊጋ ስዕረት ከትስከም ጌሩ፡ * ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ቻይናን ኤስያን ንብዙሓት ውራያት ስፖርት ክስረዙ ገይሩ ንኻልኦት ከኣ ኣብ ጠርጠራታት ከምዝኣትዉ ገይሩ

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/02/2020) * ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ጉያ እግሪ መሮር 2017 ነሓስ መዳልያ ዝዓተረ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣባዲ ሓድሽ ብሕማም ኣብ መበል 22 ዓመቱ ዓሪፉ፡ * ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ‘እስራኤል ሳይክሊንግ ኣካዳሚ’ ብደረጃ ኮንቲነንታል ቲም ክትወዳደር ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም/ዩሲኣይ ከምዝተቐበላ ኣፍሊጣ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ብኣዳለውቲ ቅድድም ብሽግለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ/ኣፍሪካን ሳይክሊስት ኦፍ ዘ ማንዝ ናይ ወርሒ ጥሪ ተሰይሙ፡ * ኣብ ስፐይን ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ናይ ምምዝጋብ ገስጋሱ ብምቕጻል ሮቡዕ ንሪያል ማድሪድ ካብ ግጥማት ዋንጫ ንጉስ ገሊፉ ንኣትለቲክ ቢልባኦ ኣብ ላሊጋ ስዕረት ከትስከም ጌሩ፡ * ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ቻይናን ኤስያን ንብዙሓት ውራያት ስፖርት ክስረዙ ገይሩ ንኻልኦት ከኣ ኣብ ጠርጠራታት ከምዝኣትዉ ገይሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now