Source: Ethiopian Governmentኣብዚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ትግራይ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝበዓል ዘሎ ሰብ መዚ ህወሕት ዓው ኢሎም ኣንጻር ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተሪር ቃላት ይፍንዉ ኣለዉ። ኣቶ ስዩም መስፊን ኣብ ኣኽሱም ኣብዝተገብረ ጽምብል ዝሃቦ ቃል ኣብዚ ክስማዕ ይኽእልዩ።
ኣብዚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ትግራይ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝበዓል ዘሎ ሰብ መዚ ህወሕት ዓው ኢሎም ኣንጻር ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተሪር ቃላት ይፍንዉ ኣለዉ። ኣቶ ስዩም መስፊን ኣብ ኣኽሱም ኣብዝተገብረ ጽምብል ዝሃቦ ቃል ኣብዚ ክስማዕ ይኽእልዩ።