SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ በረኻ ተደርብየ ተደፊረ ድማ” ለምለም መለስ ካብ ተመለስቲ ሱዕዲያ

returnees from Saudi Arab (T N)
returnees from Saudi Arab (T N) Source: returnees from Saudi Arab (T N)

ኣብዚ ቅሩብ እዋን መንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ብዝሃቦ ትእዛዝ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ መገዶም ዘጋጥሞም ጸገማት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ እኹል ደገፍ ከምዘይህቦም፡ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ካብዞም ተመለስቲ ብላዕ ከምዝወስድን ኣቃሊዖም ኣለዉ። ብወገን ሰብ መዚ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይውን ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝተዋህበ መግለጺ ኣብዚ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅሩብ እዋን መንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ብዝሃቦ ትእዛዝ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ መገዶም ዘጋጥሞም ጸገማት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ እኹል ደገፍ ከምዘይህቦም፡ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ካብዞም ተመለስቲ ብላዕ ከምዝወስድን ኣቃሊዖም ኣለዉ። ብወገን ሰብ መዚ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይውን ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝተዋህበ መግለጺ ኣብዚ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now