Source: Twitterሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/12/2019) * ወዲ ጋንትኡ ንኤርትራዊ ኣማኑኤል ገ/ሄር ኣብ ጋንታ ቲኤንኤን ፕሮሳይክሊንግ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ምስ ሓደ ሓላዊ ፓርክ ድሕሪ ምብኣሱ ኢዱ ተሰይሩ፡ * ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ዙር ዓለምን ዝርዝር ኣባላተን ወዲኤን ኣብ ዘቕረባሉ ሓያሎ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ዝመጽእ ወቕቲ ንሓድሕዶም ብምቅድዳም ቀልቢ ተዓዘብቲ ቅ’ብሽክለታ ክስሕቡ’ዮም፡ * ኢትዮጵያዊት ሎዛ ኣበራ ምስ ማልታዊት ጋንታ ተሰሊፋ ሽቶታት ምምዝጋብ ትቕጽሎ ኣላ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ንብሉጽ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ 2019 ዝሓጸዮም ሰለስተ ተጻወቲ ዝርዝር ኣስማት ዝሓለፈ ሰሙን ዘርጊሑ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/12/2019) * ወዲ ጋንትኡ ንኤርትራዊ ኣማኑኤል ገ/ሄር ኣብ ጋንታ ቲኤንኤን ፕሮሳይክሊንግ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ምስ ሓደ ሓላዊ ፓርክ ድሕሪ ምብኣሱ ኢዱ ተሰይሩ፡ * ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ዙር ዓለምን ዝርዝር ኣባላተን ወዲኤን ኣብ ዘቕረባሉ ሓያሎ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ዝመጽእ ወቕቲ ንሓድሕዶም ብምቅድዳም ቀልቢ ተዓዘብቲ ቅ’ብሽክለታ ክስሕቡ’ዮም፡ * ኢትዮጵያዊት ሎዛ ኣበራ ምስ ማልታዊት ጋንታ ተሰሊፋ ሽቶታት ምምዝጋብ ትቕጽሎ ኣላ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ንብሉጽ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ 2019 ዝሓጸዮም ሰለስተ ተጻወቲ ዝርዝር ኣስማት ዝሓለፈ ሰሙን ዘርጊሑ