Rescued migrants in the Mediterranean (AAP) Source: Rescued migrants in the Mediterranean (AAP)ኣብዚ ዓመት 120 ሺሕ ሰባት ባሕሪ መዲተራኒያ ሰጊሮም ናብ ኣውሮጳ ዝ ኣተዉሉ ቅልውላው ስደተኛታት ንምዝታይ መራሕቲ ኣውሮጳን ኣፍሪቃን ተኣኪቦም።ኣብቲ ኣኼባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምጉዳል ካብ ዝተወሰነ ውሳነታት፡ ስደተኛታት ንዝወጹለን መበቆል ሃገራት ሓገዝ ምሃብ፡ ምርግጋእ ሊቢያ፡ ንሓይሊ ኣሰጋገርቲ ሰባት ንምሕምሻሽ ድማ እቶም ናብ ሊብያ ዝኸዱ ስደተኛታት ጉዳዮም ኣብ ጫድን ኒጀርን ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክጻረ ምግባርን ምዃኑ ተሰማሚዖም ኣለዉ፡፣ ዝርዝር ይስዕብ፡፣
ኣብዚ ዓመት 120 ሺሕ ሰባት ባሕሪ መዲተራኒያ ሰጊሮም ናብ ኣውሮጳ ዝ ኣተዉሉ ቅልውላው ስደተኛታት ንምዝታይ መራሕቲ ኣውሮጳን ኣፍሪቃን ተኣኪቦም።ኣብቲ ኣኼባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምጉዳል ካብ ዝተወሰነ ውሳነታት፡ ስደተኛታት ንዝወጹለን መበቆል ሃገራት ሓገዝ ምሃብ፡ ምርግጋእ ሊቢያ፡ ንሓይሊ ኣሰጋገርቲ ሰባት ንምሕምሻሽ ድማ እቶም ናብ ሊብያ ዝኸዱ ስደተኛታት ጉዳዮም ኣብ ጫድን ኒጀርን ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክጻረ ምግባርን ምዃኑ ተሰማሚዖም ኣለዉ፡፣ ዝርዝር ይስዕብ፡፣