SKIP TO MAIN CONTENT

ካብ ሊቢያ ዝመጹ ስደተኛታት ንምዕጋት EU ዶቡ የጠናኽር

Africans awaiting their next move in Italy (AAP).jpg
Africans awaiting their next move in Italy (AAP).jpg Source: Africans awaiting their next move in Italy (AAP).jpg

ናብ ማያት ኣውሮጳ ንምብጻሕ፡ ጥሊያን እታ ቀንዲ ብስደተኛታት መብጽሒት ሃገር ሙዃና ናይ ሕብረት ኣውሮጳ ትካል ምክልኻል ዶባት ወጻኢ ገሊጹ። እዚ ዝበሃል ዘሎ ኣብዚ ናብ ግሪክ ዝኸይድ ቁጽሪ ስደተኛ እናወሓደ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋንዩ። ትካል Frontex ከምዝገልጾ፡ ኣብ መንጎ ሰሜን ኣፍሪቃን ጥሊያንን ዝህሉ ምንቅስቓሳት ስደተኛታት ብዕቱብ ክከታተሎ እዩ።ብተወሳኺ እቲ ትካል ከም ግብረመልሲ ንዋሕዚ ስደተኛታት፡ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳ ዘሎ ምሕደራ ዶባት ዓቢ ለውጢ ከምዝገበረ ገሊጹ ኣሎ። እቲ ትካል ብተወሳኺ ኣብ ኣውሮጳ ንዝኣተዉ ስደተኛታት ናብቲ ዝመጽሉ ሃገራቶም ናይ ምምላስ ዓቢ ተራ ክህልዎ ትጽቢት ክግበረሉዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናብ ማያት ኣውሮጳ ንምብጻሕ፡ ጥሊያን እታ ቀንዲ ብስደተኛታት መብጽሒት ሃገር ሙዃና ናይ ሕብረት ኣውሮጳ ትካል ምክልኻል ዶባት ወጻኢ ገሊጹ። እዚ ዝበሃል ዘሎ ኣብዚ ናብ ግሪክ ዝኸይድ ቁጽሪ ስደተኛ እናወሓደ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋንዩ። ትካል Frontex ከምዝገልጾ፡ ኣብ መንጎ ሰሜን ኣፍሪቃን ጥሊያንን ዝህሉ ምንቅስቓሳት ስደተኛታት ብዕቱብ ክከታተሎ እዩ።ብተወሳኺ እቲ ትካል ከም ግብረመልሲ ንዋሕዚ ስደተኛታት፡ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳ ዘሎ ምሕደራ ዶባት ዓቢ ለውጢ ከምዝገበረ ገሊጹ ኣሎ። እቲ ትካል ብተወሳኺ ኣብ ኣውሮጳ ንዝኣተዉ ስደተኛታት ናብቲ ዝመጽሉ ሃገራቶም ናይ ምምላስ ዓቢ ተራ ክህልዎ ትጽቢት ክግበረሉዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now