ካብ ኤርትራ ፡ ሊብያን ሱዳንን ዝተበገሱ ስደተኛታት ፡ ብጣውላ ዝተሰርሐት ጃልባ እናተጓዕዙ ናይ ስጳኛ ዘይመንግስታዊ ትካል Open Arms ፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራነያን ፡ ካብ ሊብያ ንሰሜን 30 ኪሎ ሜተር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ቦታ ካብ ሓደጋ ኣብዝደሓንሉ፡ ቀዳም 17 ሰነ 2023. (AP Photo/Joan Mateu Parra) Source: AP / Joan Mateu Parra/APሓንቲ ናይ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ጃልባ ምስ ሓንቲ ከባቢ 50 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ንእሽቶ ጃልባ ተጋጭያ፡ ነታ ናይ ጎማ ጃልባ ከም እትጥሕል ብምግባር ነቶም ኣብ ዉሽጣ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ባሕሪ ሜዲተራንያን ጥሒሎም ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ። እዚ ፍጻመ እዚ ኣብ ዝሃለወሉ ፡ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኤውሮጳ ሓድሽ ናይ ፍልሰትን ዑቕባን ስምምዕ ክግበርን፣ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ንዚፍኖ ጕዕዞ ስደተኛታት ንምዕጋትን ጸቕጢ ይበዝሖ ኣሎ ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓንቲ ናይ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ጃልባ ምስ ሓንቲ ከባቢ 50 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ንእሽቶ ጃልባ ተጋጭያ፡ ነታ ናይ ጎማ ጃልባ ከም እትጥሕል ብምግባር ነቶም ኣብ ዉሽጣ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ባሕሪ ሜዲተራንያን ጥሒሎም ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ። እዚ ፍጻመ እዚ ኣብ ዝሃለወሉ ፡ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኤውሮጳ ሓድሽ ናይ ፍልሰትን ዑቕባን ስምምዕ ክግበርን፣ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ንዚፍኖ ጕዕዞ ስደተኛታት ንምዕጋትን ጸቕጢ ይበዝሖ ኣሎ ።