SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡

NACA Feature
A child from African origin is rescued Source: Photo credit should read ARIS MESSINIS/AFP/Getty Images)

ጉዳይ ንማእከላይ ባሕሪ ሰጊሩ ዝመጽእ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ፡ ኣበርክቶ ንምግባር፡ ናይ ጣልያን ሓዲሽ መንግስቲ ነቶም ብጀላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ንምእታው ምስ ሕብረት ኣውሮጳ ሓድሽ ዉዕል ፈሪሙ። እዚ ስምምዕ ዝግበር ዘሎ ንጀርመን ወሲኻ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ሊቢያ ኣንጸላልዩ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ሲዒቡ ብዙሕ ኣፍሪቃዊ ስደተኛ ምውሓዙ ስለዘይተርፎ ምድላዋት ኣብ ዝገብርሉን ፍታሓት ኣብ ዘናድይሉን ዘሎ እዋን እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጉዳይ ንማእከላይ ባሕሪ ሰጊሩ ዝመጽእ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ፡ ኣበርክቶ ንምግባር፡ ናይ ጣልያን ሓዲሽ መንግስቲ ነቶም ብጀላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ንምእታው ምስ ሕብረት ኣውሮጳ ሓድሽ ዉዕል ፈሪሙ። እዚ ስምምዕ ዝግበር ዘሎ ንጀርመን ወሲኻ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ሊቢያ ኣንጸላልዩ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ሲዒቡ ብዙሕ ኣፍሪቃዊ ስደተኛ ምውሓዙ ስለዘይተርፎ ምድላዋት ኣብ ዝገብርሉን ፍታሓት ኣብ ዘናድይሉን ዘሎ እዋን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now