SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣላርም ኣብ ዘይነበረሉ ፈረጀት ኣብ ግዜ ረመዳን ሰባት ወጋሕታ ኣሽሑር ክትስኡ ብምሕጋዝ ዘይክፈሎ ውዕለት ፈጺሙ’ዩ”

Eid Celebration in Asmara, Eritrea
Source: Twitter

ናይ ሓባር ዕላል ዒድን ረመዳንን ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣብ ጽሬት ድምጺ ኣቐዲምና ይቕሬታ ንሓትት!) ኣከባብራን ኣበዓዕላን ረመዳንን ዒድን ኣብ ኣውስትራልያ ከም'ቲ ናይ ዓዲ ክቕጸል ይከኣል ዶ? ተዘክሮታት ልምድታትን ተግባራትን ዓዲ እንታይ ይመስሉ? መቐረቶም ከ ሓደ ዓይነት ድዩ?

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሓባር ዕላል ዒድን ረመዳንን ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣብ ጽሬት ድምጺ ኣቐዲምና ይቕሬታ ንሓትት!) ኣከባብራን ኣበዓዕላን ረመዳንን ዒድን ኣብ ኣውስትራልያ ከም'ቲ ናይ ዓዲ ክቕጸል ይከኣል ዶ? ተዘክሮታት ልምድታትን ተግባራትን ዓዲ እንታይ ይመስሉ? መቐረቶም ከ ሓደ ዓይነት ድዩ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now