SKIP TO MAIN CONTENT

ተኹሲ ኣብ ኻርቱም ሰብ ቀቲሉ፡ ኣሜሪካ ንቪዛ ዝደልዩ ናይ ሶሻል መድያ ኣካውንት ክረአ ክትሓትት'ያ: ተርታ ነጻነት ፕረስ 2019 ወጺኡ

President Mohammed Farmajo meets Prime Minister Abiy
Source: Caasimada

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን: ኣሜሪካ ንኣመልከቲ ቪዛ ናይ ሶሻል መድያ ኣካውንቶም ከርእዩ ክትሓቶም'ያ፡ ፕረሲደንት ሶማልያ መሓመድ ‘ፋርማጆ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ጥቓ’ቲ ኮፍ ኢሎም ህዝባዊ ተቓውሞ ዘካይድሉ ቦታ ተቶኲሱ ሓደ ሰብ መይቱ፡ ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ነጻ ንግዳዊ ቀጠና ተበጊሱ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋን ኣብ ናይ ጀርመን መደብ ቴሌቪዥን ጽባቐ ዝተወዳደረትን ጓል 22 ዓመት ሳሮን ገብረመስቀል ህይወታ ሓሊፉ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን: ኣሜሪካ ንኣመልከቲ ቪዛ ናይ ሶሻል መድያ ኣካውንቶም ከርእዩ ክትሓቶም'ያ፡ ፕረሲደንት ሶማልያ መሓመድ ‘ፋርማጆ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ጥቓ’ቲ ኮፍ ኢሎም ህዝባዊ ተቓውሞ ዘካይድሉ ቦታ ተቶኲሱ ሓደ ሰብ መይቱ፡ ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ነጻ ንግዳዊ ቀጠና ተበጊሱ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋን ኣብ ናይ ጀርመን መደብ ቴሌቪዥን ጽባቐ ዝተወዳደረትን ጓል 22 ዓመት ሳሮን ገብረመስቀል ህይወታ ሓሊፉ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now