SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ጾመ-ኣርብዓ፤ ግብረ ስጋ ምፍጻም ግቡእ ድዩ? ዓይነት ኣለባብሳን ዓይነት መግቢንከ?

Homeland
Source: Tsegay Kinfe

ኣብዚ እዋን ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ጾመ ኣርብዓ ይጾሙ ኣለዉ። ክንዮ ካብ መብልዕን መስተን ምሕራም፡ ምስዚ ጾም ተታሒዙ ዝፍጸምን ክፍጸም ዘይግብኦ ምስ ስምዒትካ ምግታእ፡ ክዝውተሩ ዝግባእ ኣለባብሳ፡ ዓይነት መግቢን ካልእን ዝምልከት መንእሰያት ትግራይ ኣውጊዖም ኣለዉ። ኣብዚ ሊንክ ብምትዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፤

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ እዋን ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ጾመ ኣርብዓ ይጾሙ ኣለዉ። ክንዮ ካብ መብልዕን መስተን ምሕራም፡ ምስዚ ጾም ተታሒዙ ዝፍጸምን ክፍጸም ዘይግብኦ ምስ ስምዒትካ ምግታእ፡ ክዝውተሩ ዝግባእ ኣለባብሳ፡ ዓይነት መግቢን ካልእን ዝምልከት መንእሰያት ትግራይ ኣውጊዖም ኣለዉ። ኣብዚ ሊንክ ብምትዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now