Source: Merejaሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/11/2019) * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶናት ቻይና ተዓዊቶም፡ ሰለስተ ኣትሌታት ከኣ ንብሉጻት መንእሰያት ኣትሌታት ዓለም ነዊሕ ርሕቀት ተሓጽዮም፡ * ኣብ ከተማ ወልዲያ ግጥም ኣርሰናልን ለስተርን ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ተባኢሶም ክልተ ተቐቲሎም፡ * ሰለስተ ኣብ ደገ ዝጻወቱ ዝርከብዎም 25 ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመጻረዪ ግጥማት ኣንጻር ማዳጋስካርን ኣይቮሪኮስትን ተመሪጻ፡ * ህቡባት ኣትሌታት ዓለም ተፈላጥነቶም ኣብ ምቅላስ ኣድልዎን ዓመጽን ክጥቀምሉ መጸዋዕታ ቀሪቡ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/11/2019) * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶናት ቻይና ተዓዊቶም፡ ሰለስተ ኣትሌታት ከኣ ንብሉጻት መንእሰያት ኣትሌታት ዓለም ነዊሕ ርሕቀት ተሓጽዮም፡ * ኣብ ከተማ ወልዲያ ግጥም ኣርሰናልን ለስተርን ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ተባኢሶም ክልተ ተቐቲሎም፡ * ሰለስተ ኣብ ደገ ዝጻወቱ ዝርከብዎም 25 ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመጻረዪ ግጥማት ኣንጻር ማዳጋስካርን ኣይቮሪኮስትን ተመሪጻ፡ * ህቡባት ኣትሌታት ዓለም ተፈላጥነቶም ኣብ ምቅላስ ኣድልዎን ዓመጽን ክጥቀምሉ መጸዋዕታ ቀሪቡ፡