SKIP TO MAIN CONTENT

ብዝሒ ቁጽሪ ዘርኢ ተባዕታይ (Sperm counts) ኣብ ሃገራት ምዕራብ ናይ ዝነብሩ ደቂ ተባዕትዮ ብ 50 ሚእታዊ ጎዲሉ

sperm count (SBS)
sperm count (SBS) Source: sperm count (SBS)

ብዝሒ ቁጽሪ ዘርኢ ተባዕታይ (Sperm counts) ኣብ ሃገራት ምዕራብ ናይ ዝነብሩ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ብ50 ሚእታዊ ከምዝጎደለ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ኣብ በዓል ኣፍሪቃ ግና ክሳብ ክንዳኡ ኣይጎደለን። እዚ ቁጽሪ ደቂ ተባዕትዮ ምጉዳል ማለት እንታይ እዩ? ብምንታይ ምኽንያትዩኸ ዝጎድል? ብከመይ ከምዝጎደለኸ ይፍለጥ?

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዝሒ ቁጽሪ ዘርኢ ተባዕታይ (Sperm counts) ኣብ ሃገራት ምዕራብ ናይ ዝነብሩ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ብ50 ሚእታዊ ከምዝጎደለ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ኣብ በዓል ኣፍሪቃ ግና ክሳብ ክንዳኡ ኣይጎደለን። እዚ ቁጽሪ ደቂ ተባዕትዮ ምጉዳል ማለት እንታይ እዩ? ብምንታይ ምኽንያትዩኸ ዝጎድል? ብከመይ ከምዝጎደለኸ ይፍለጥ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now