SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ፈስቲቫል ኤርትራ 2016

Festival
Source: Eritrea Olympic Team

ፈስቲቫል ኤርትራ 2016፡ ካብ 6 ክሳብ 14 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ተሰላሲሉ። ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ኤክስፖ ንባህልን ኣነባብራን ብሄራት ኤርትራ ዘንጸባርቑ ቊሸታት፡ ምርኢት ሰንዓን ምህዞን፡ ስነ-ጥበባዊ ትሕዝቶታት፡ ያታዊ ስፖርትን ምርኢት ባዛርን ከምኡ'ውን ብመንግስታውያንን ውልቃውያንን ትካላት ፍርያተን ዘላለያሉ ኤግዝቢሽን ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ቀንዩ። ምሉእ ጸብጻብ እንሆ...

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፈስቲቫል ኤርትራ 2016፡ ካብ 6 ክሳብ 14 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ተሰላሲሉ። ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ኤክስፖ ንባህልን ኣነባብራን ብሄራት ኤርትራ ዘንጸባርቑ ቊሸታት፡ ምርኢት ሰንዓን ምህዞን፡ ስነ-ጥበባዊ ትሕዝቶታት፡ ያታዊ ስፖርትን ምርኢት ባዛርን ከምኡ'ውን ብመንግስታውያንን ውልቃውያንን ትካላት ፍርያተን ዘላለያሉ ኤግዝቢሽን ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ቀንዩ። ምሉእ ጸብጻብ እንሆ...

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now