SKIP TO MAIN CONTENT

ቆማታት ደቡብ ሱዳናውያንን ኬንያውያንን ኣብ ዝዓብለልሉ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዐት፡ ኤርትራ ብዘይውጽኢት ተመሊሳ

Samul Eto and Ahmed Ahmed of CAF
Source: Africanews

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/01/20) * ማራቶናት ሙምባይን ህዩስተንን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብሊሎሞም ተዓዊቶም፡ * ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዐት ኣፍሪቃ ፊባ ኣፍሮ ባስኬት 2021 ብዓወት ኬንያ ተዛዚሙ፡ ኤርትራ ጽቡቕ ክእለታት እንተርኣየትኳ ብዘይዓወት ተሳትፎኣ ዛዚማ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ፊፋ ት20 መንእሰያት ደቀንስትዮ ንቡሩንዲ ኣብ ዓደን 2-0 ስዒረንአን፡ * ኣብ ኦሎምፒክስ ተቓውሞታት ምኽልካል ዝያዳ ክካየዱ ከየተባብዕ ስግኣታት ሓዲሩ

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/01/20) * ማራቶናት ሙምባይን ህዩስተንን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብሊሎሞም ተዓዊቶም፡ * ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዐት ኣፍሪቃ ፊባ ኣፍሮ ባስኬት 2021 ብዓወት ኬንያ ተዛዚሙ፡ ኤርትራ ጽቡቕ ክእለታት እንተርኣየትኳ ብዘይዓወት ተሳትፎኣ ዛዚማ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ፊፋ ት20 መንእሰያት ደቀንስትዮ ንቡሩንዲ ኣብ ዓደን 2-0 ስዒረንአን፡ * ኣብ ኦሎምፒክስ ተቓውሞታት ምኽልካል ዝያዳ ክካየዱ ከየተባብዕ ስግኣታት ሓዲሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now