Milion Source: Milionኣብ ቅነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንታሪኽ ተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህወሓት ዝገልጻ ክልተ ፊልምታት ተመሪቐን። ኣብዚ ትሕዝቶ፡ ተኽእሎታትን ጸገማትን ምፍራይ ፊልሚታት ትግሪኛ ኣብ ትግራይ፡ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ፍልልያት ዓቕሚ ምፍራይ ናይ ትግሪኛ ፊልምታትን፡ ምስ ኪኢላ እዚ ዓውዲን ምስ ደረስቲ ፊልምታትን ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ቅነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንታሪኽ ተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህወሓት ዝገልጻ ክልተ ፊልምታት ተመሪቐን። ኣብዚ ትሕዝቶ፡ ተኽእሎታትን ጸገማትን ምፍራይ ፊልሚታት ትግሪኛ ኣብ ትግራይ፡ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ፍልልያት ዓቕሚ ምፍራይ ናይ ትግሪኛ ፊልምታትን፡ ምስ ኪኢላ እዚ ዓውዲን ምስ ደረስቲ ፊልምታትን ቀሪቡ ኣሎ።