Source: Daniel Tesfayኣብ ወጻኢ ክንነብር ከለና፡ እቲ ኣገዳሲ ልዕሊ ፖለቲካ ቁጠባ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ገንዘብ ንምርካብ ለይትን መዓልቲን ላዕልን ታሕትን ክበሃል ኣለዎ፡ ገንዘብ ግን ብኸመይ እዩ ዝርከብ? ንምንባር ጥራይ ዘይኮነስ ንምህብታም፡ ዕዳ ኣገዳሲ ድዩ? ብኸመይከ ንጥቀመሉ? ኣየናይ መገዲ እዩ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ካብ ዕዳ ናይ ገዛን ካልእን ኣገላጊሉ ርሁው ናብራ ዘውህበና፡ ነዚኣቶም መሰልቶምን ጉዳያት ዝምልከቱ ኣገደስቲ ዛዕባታት ናይ ምንባር ሜላታት ምስ ወሃቢ ኣገልግሎትን ኪኢላ ፋይናንስን ኣቶ መሓረና ይከኣሎ ካብ ተክሳስ ኣመሪካ ዝገበርናዮ ትምህርታዊ ዕላል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ወጻኢ ክንነብር ከለና፡ እቲ ኣገዳሲ ልዕሊ ፖለቲካ ቁጠባ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ገንዘብ ንምርካብ ለይትን መዓልቲን ላዕልን ታሕትን ክበሃል ኣለዎ፡ ገንዘብ ግን ብኸመይ እዩ ዝርከብ? ንምንባር ጥራይ ዘይኮነስ ንምህብታም፡ ዕዳ ኣገዳሲ ድዩ? ብኸመይከ ንጥቀመሉ? ኣየናይ መገዲ እዩ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ካብ ዕዳ ናይ ገዛን ካልእን ኣገላጊሉ ርሁው ናብራ ዘውህበና፡ ነዚኣቶም መሰልቶምን ጉዳያት ዝምልከቱ ኣገደስቲ ዛዕባታት ናይ ምንባር ሜላታት ምስ ወሃቢ ኣገልግሎትን ኪኢላ ፋይናንስን ኣቶ መሓረና ይከኣሎ ካብ ተክሳስ ኣመሪካ ዝገበርናዮ ትምህርታዊ ዕላል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።