SKIP TO MAIN CONTENT

ንመልበርንን ቪክቶሪያን ሸፊኑ ዘሎ ናይ ባርዕ ትኪ ንምሉእ ዓለም ክጸሉ'ዩ ተባሂሉ።

NACA Feature
City buildings are seen through smoke haze from bushfires in Melbourne, Source: AAP

ብሰንኪ ባርዕ ጣሻ ዝወጽእ ዘሎ ትኪ ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ዝኸፍአ ናይ ኣየር ብከላ ኣብታ ግዝኣት ኣጋጢሙሉ ኣብ ዘሎ እዋን መንግስቲ ቪክቶሪያ ብዛዕባዚ ጉዳይ መርመራ ከምዝገብር ገሊጹ ኣሎ። ኣብ መልበርን ዝግበር ዘሎ ዉድድር ተኒስ ባይታ፡ ስሎቫኒያዊት ተጋጣሚት ብሰንኪ ኣብታ ከተማ ተፈጢሩ ዘሎ ሓደገኛ ትኪ ካብ ውድድር ኣቋሪጻ ኣላ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብሰንኪ ባርዕ ጣሻ ዝወጽእ ዘሎ ትኪ ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ዝኸፍአ ናይ ኣየር ብከላ ኣብታ ግዝኣት ኣጋጢሙሉ ኣብ ዘሎ እዋን መንግስቲ ቪክቶሪያ ብዛዕባዚ ጉዳይ መርመራ ከምዝገብር ገሊጹ ኣሎ። ኣብ መልበርን ዝግበር ዘሎ ዉድድር ተኒስ ባይታ፡ ስሎቫኒያዊት ተጋጣሚት ብሰንኪ ኣብታ ከተማ ተፈጢሩ ዘሎ ሓደገኛ ትኪ ካብ ውድድር ኣቋሪጻ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now