آتشسوزیهای تابستان گذشته در نیوساوتولز نزدیک دوونیم هزار خانه را ویران کردند. Source: AAPነታ ሃገረይ ኢሎም ኣብ ዘይጽውዕዋ ንዝተፈጥረ ባርዕ ጣሻ ንምጥፋእን ህይወት ንምድሓንን ህይወቶም ዘጥፍኡ ኣብረርቲ ነፋሪት ከም ጀጋኑ ኮይኖም ክዝከሩ ጀሚሮም። እቶም 3 ኣመሪካዊያን ኣብ ደቡባዊ ኒው ሳውዝ ወልስ ንዝነድድ ዝነበረ ጣሻ ንምጥፋእ ማይ ትንስንስ ነፋሪት እናብረሩ እዮም ህይወቶም ሲኢኖም፡ ኣባላት ስድራኦምን ምርመርቲን ካብ ኣመሪካ ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ናቶም ምማት ኣብታ ክፍለግዝ ኣት ካብዝተራእየ እቲ ጸልማት ወቕቲ ሓጋይ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ኩነታት ኣዚዩ ኣኽፊእዎ ኣሎ፡፤
Published
By Omar Dabbagh
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ነታ ሃገረይ ኢሎም ኣብ ዘይጽውዕዋ ንዝተፈጥረ ባርዕ ጣሻ ንምጥፋእን ህይወት ንምድሓንን ህይወቶም ዘጥፍኡ ኣብረርቲ ነፋሪት ከም ጀጋኑ ኮይኖም ክዝከሩ ጀሚሮም። እቶም 3 ኣመሪካዊያን ኣብ ደቡባዊ ኒው ሳውዝ ወልስ ንዝነድድ ዝነበረ ጣሻ ንምጥፋእ ማይ ትንስንስ ነፋሪት እናብረሩ እዮም ህይወቶም ሲኢኖም፡ ኣባላት ስድራኦምን ምርመርቲን ካብ ኣመሪካ ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ናቶም ምማት ኣብታ ክፍለግዝ ኣት ካብዝተራእየ እቲ ጸልማት ወቕቲ ሓጋይ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ኩነታት ኣዚዩ ኣኽፊእዎ ኣሎ፡፤