ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለግዝኣታት ኣውስትራሊያ ዝነድድ ዘሎ ባርዕ ጣሻ ቐጺሉ ኣሎ። እቲ ቅልውላው ብፍላይ ንክፍለ ግዝኣታት New South Wales, Victoria, ን South Australia ብሕሱም ዝወቕዐን ኮይኑ ኣብ ምሕደራኡ፡ ዲፖሎማሲያዊ ሸነኹን ሕቶታት ኣልዒሉ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends