ግብጻዊ ኣውስትራሊያዊ ኮመዲያን ኣክመል ሳልሕ በቲ ኣዋዛይን ኣስሓቕን ቅሉዕ ኣዘራርባኡ እዩ ዝልለ። እንተኾነ ካብ ግብጺ ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዱ ንምንባርን ንህይወቱ ቦታ ክረኽበላን ቀሊል ግድል ኣየሕለፈን። ሳልሕ ንህይወቱ ብተዋስኦ ሰሓቕ ክኣባብዳ ጽዒሩ፡ዕዉት ኮመዲያን ድማ ኮይኑ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends