RE LABELLED [Credit: SBS Punjabi Radio] Source: RE LABELLED [Credit: SBS Punjabi Radio]SBS ረድዮ ቋንቋ ፑንጃቢ ብዛዕባ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከብ ናይ ደቡብ ኤሺያ ዱኳናት ዝሽየጥ ፍርያት መግቢ ዝምልከት ኣሳእል ኢመይላትን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክዝርግሑ ዝጸንሑን ክእክብ ጸኒሑ።ካብ ሰማዕቱ ክግለጹ ዝጸንሑ መረረታት፡ እቲ ኣብ ዱዃናት ህንዲ ዝሽየጥ ፍርያት መግቢ ዝበስበሰን ዝጨነወን እዩ።ኣብዚ ሕጂ እዋን SBS ብዝገበሮ መጽናዕቲ ኣብቲ ናይ ኮሚኒቲታት ዝሽየጡ ነገራት ንሰባት ብ ኣለርጂ ዝጎድኡን፡ እቲ መግቢ ዕድመ ዝወድቀሉ ዕለት ዘደናግር ጽሑፍ ዘለዎን ኮይኑ ረኺብዎ።
SBS ረድዮ ቋንቋ ፑንጃቢ ብዛዕባ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከብ ናይ ደቡብ ኤሺያ ዱኳናት ዝሽየጥ ፍርያት መግቢ ዝምልከት ኣሳእል ኢመይላትን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክዝርግሑ ዝጸንሑን ክእክብ ጸኒሑ።ካብ ሰማዕቱ ክግለጹ ዝጸንሑ መረረታት፡ እቲ ኣብ ዱዃናት ህንዲ ዝሽየጥ ፍርያት መግቢ ዝበስበሰን ዝጨነወን እዩ።ኣብዚ ሕጂ እዋን SBS ብዝገበሮ መጽናዕቲ ኣብቲ ናይ ኮሚኒቲታት ዝሽየጡ ነገራት ንሰባት ብ ኣለርጂ ዝጎድኡን፡ እቲ መግቢ ዕድመ ዝወድቀሉ ዕለት ዘደናግር ጽሑፍ ዘለዎን ኮይኑ ረኺብዎ።