ዝበዝሑ ናይዞም ተጻወቲ ወለዲ ካብ ኤርትራ ብስደት ቅድሚ 10 ዓመት ዝመጹ እዮም፡ ኣብዚ ናይ ፈለማ ወለዶ ኣውስትራሊያዊያን (First Aus generation) ኮይኖም ዝተወልዱ እዮም። ክእለት ኣጸዋውታኦምን ዕድሚኦምን ንብዙሓት ኣገሪምዎምዩ፡ ናይዚ ዓመት ናይ ነኣሽቱ ሻምፕዮን ኰዕሶ እግሪ እዮም...
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends